Zum Hauptinhalt wechseln
Announcement for sales, promos, shipping info & more — Click and Collect available
  • Deutsch
  • English
  • ትግርኛ
  • አማርኛ
  • ሉክሰምበርግ

    ሉክሰምበርግ

    (EUR €)

  • ስዊዘርላንድ

    ስዊዘርላንድ

    (CHF CHF)

  • ሽወደን

    ሽወደን

    (SEK kr)

  • ቤልጅዩም

    ቤልጅዩም

    (EUR €)

  • ብሪጣንያ

    ብሪጣንያ

    (GBP £)

  • ኔዘርላንድ

    ኔዘርላንድ

    (EUR €)

  • ኖርወይ

    ኖርወይ

    (EUR €)

  • ኢጣልያ

    ኢጣልያ

    (EUR €)

  • ኦስትርያ

    ኦስትርያ

    (EUR €)

  • ደንማርክ

    ደንማርክ

    (DKK kr.)

  • ጀርመን

    ጀርመን

    (EUR €)

  • ፈረንሳ

    ፈረንሳ

    (EUR €)

ዶ/ር ዮሃንስ ኮልሞዲን
ዶ/ር ዮሃንስ ኮልሞዲን

ዶ/ር ዮሃንስ ኮልሞዲን

€19,90
€30,00
Inklusive Steuern.
Art.-Nr.: 100516

ፍርያቱ ኣብ ታሪኽን ባህልን ኤርትራ

ቴድሮስ ምሕረቱ

ዶ/ር ዮሃንስ ኮልሞዲን

ልዕሊ ሚኢቲ ዓመት ይገብር ሽወደነዊ ዶ/ር ዮሃንስ ኮልሞዲን ናብ ኤርትራ።

ልዕሊ ሚኢቲ ዓመት ይገብር ሽወደነዊ ዶ/ር ዮሃንስ ኮልሞዲን ናብ ኤርትራ መጺኡ ኣብ ቋንቋን ታሪኽን ኤርትራ ዘተኮረ መጽናዕቲ ኣካይዱ ነይሩ። ዮሃንስ ኣብ መጽናዕቱ ብዙሓት ኣገደስቲ ነጥብታት ኣሊዒሉ ኣሎ። እዛ መጽሓፍ ነቶም ኣገደስቲ ነጥብታት ብምፍታሽ ብውሑዱ ነዞም ዝስዕቡ ነጥብታት ኣካቲታ ትርከብ።
1. ካብ ዝኽሪ ሕብረተሰብ ዝሃሰሱ ኣፋዊ ግጥምታት
2. ሕብረተሰብና ኣብ ግዜ መግዛእቲ ጥልያን ብኸመይ ባህሉ ዓቂቡ ይኸይድ ከም ዝነበረ
3. ኣብቲ ግዜ'ቲ ዝነበረ ዘይተበረዘ ጽባቐ ቋንቋ ትግርኛ እንታይ ከም ዝመስል
4. እታ ህብብቲ መጽሓፍ ዮሃንስ ኮልሞዲን ዛንታ ጸዓዘጋን ሃዘጋን ብኸመይ ከም ዝተጻሕፈት፡,በዓለ መን ይተሓባበርዎ ከም ዝነበሩ ከም እውን ኣዘንተውቲ ታሪኽ በዓል መን ከም ዝነበሩ
ነዚኦምን ካልኦትን ኣገደስቲ ትሕዝቶታት ሒዛ እዛ መጽሓፍ ተቐሪባትልኩም ኣላ'ሞ ወንንዋ።

Customer Reviews

Be the first to write a review
0%
(0)
0%
(0)
0%
(0)
0%
(0)
0%
(0)

Customer Reviews

Be the first to write a review
0%
(0)
0%
(0)
0%
(0)
0%
(0)
0%
(0)