Zum Hauptinhalt wechseln
ሕድገት ዘየፍቅድ መሰል - ብኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ / Tigrinya Book
  • Startseite
  • Produkte
  • ሕድገት ዘየፍቅድ መሰል - ብኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ / Tigrinya Book

ሕድገት ዘየፍቅድ መሰል - ብኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ / Tigrinya Book

21,00 EUR
25,00 EUR
Inklusive Steuern.

እዚ መጽሓፍ’ዚ ኣብ ግንቦት 2002 ብቤት ማሕተም “ሕድሪ” ኣብ ኣስመራ ተዘርጊሑ። ኣብ መንጐ ተጋደልቲ ኤርትራን ገዛእቲ ኢትዮጵያን ኣብ ዋና ከተማታት ምዕራብ፡ ምብራቕ፡ ሰሜንን ደቡብን ዝተኻየደ ተኸታታሊ ዘተታት ከኣ የብርህ።

ኣብ’ቲ ዝተኻየደ ርክባት ናይ ሶቬት፡ ኣሜሪካ፡ ምብራቕ ጀርመንን ደቡብ የመንን መንጎኛታት ተሳቲፎም። ኩሉ’ቲ ዝተኻየደ ዘተታት ንናጽነታውን ሓርነታውን ሕጋዊ መሰል ህዝቢ ኤርትራ ንምቁጻይ ዝዓለመ’ዩ ነይሩ። እንተኾነ ግን ናይ ህዝቢ ኤርትራ ፖለቲካውን ታሪኻውን ተመኩሮ ቃልሲ ዝዓጠቐ መሪሕነት ዕጥቃዊ ቃልሲ ሰውራ ኤርትራ ኣብ መጻወድያ ምብራቕ ጀርመን፡ ሶቬት፡ ደቡብ የመንን ኣሜሪካን ስለዘይወደቀ ኣብ ፖለቲካዊ ዋጋ ዕዳጋ ኣይኣተወን። ካብ’ዚሓቂ’ዚ ነቂሉ’ዩ ከኣ ኣርእስቲ ናይ’ዚ መጽሓፍ “ሕድገት ዘየፍቅድ መሰል” ዝብል ስም ተዋሂቡዎ።

ደራሲ ኣብ መእተዊ ናይ’ቲ መጽሓፍ፡ “እዚ መጽሓፍ’ዚ ንኹሎም ዜጋታት ኤርትራ ብፍላይ ከኣ ንመንእሰያትን ብጉዳይ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝግደሱ ወገናትን ዝተዳለወ እዩ።

Pairs well with