Zum Hauptinhalt wechseln
Announcement for sales, promos, shipping info & more — Click and Collect available
  • Deutsch
  • English
  • ትግርኛ
  • አማርኛ
  • ሉክሰምበርግ

    ሉክሰምበርግ

    (EUR €)

  • ስዊዘርላንድ

    ስዊዘርላንድ

    (CHF CHF)

  • ሽወደን

    ሽወደን

    (SEK kr)

  • ቤልጅዩም

    ቤልጅዩም

    (EUR €)

  • ብሪጣንያ

    ብሪጣንያ

    (GBP £)

  • ኔዘርላንድ

    ኔዘርላንድ

    (EUR €)

  • ኖርወይ

    ኖርወይ

    (EUR €)

  • ኢጣልያ

    ኢጣልያ

    (EUR €)

  • ኦስትርያ

    ኦስትርያ

    (EUR €)

  • ደንማርክ

    ደንማርክ

    (DKK kr.)

  • ጀርመን

    ጀርመን

    (EUR €)

  • ፈረንሳ

    ፈረንሳ

    (EUR €)

ተፈታውን ተሰማዕን ንምዃን - ትርጉም ኣሃዱ ተስፋኣለም / Tigrigna Book

€16,90
Inklusive Steuern.
Art.-Nr.: 100512

ልዕሊ 30 ሚልየን ቅዳሓት ዝተሸጠት

አቲ ትሃርፎ ስራሕ - ክትረኽቦ ትኽአል ኢኻ!

አቲ ዘለኻዮ ስራሕ - ከተማዕብኰ ትኽአል ኢኻ!

ንዝኾነ ኹነት - ናብ ጥቕምኻ ክትከውጦ ትኽአል ኢኻ!

ካብዛ መጽሓፍ'ዚኣ፡ ትመሃሮ፥

·       ብቕልጡፍን ቀሊልን መገዲ ተፈታዊ ምዃን

·       ንሰባት ከተእምን ምኽኣል

·       ናይ ዝርርብ ክእለትካ ኣመሓይሽካ፡ ዝያዳ ሰሓቢ ምዃን

·       ሓደሽቲ ዓማዊል ምጥራይ

መጽሓፍ 'ተፈታውን ተሰማዕን ንምዃን' ካብቲ ዝተሓትመትኩ 1936 ዓ.ም ጀሚራ፡ ክሳዕ ሕጂ ካብ ሕትመት ወጺኣ ኣይትፈልጥን አያ። ኣብ 2011፡ ብመጽሔት Time: መበል 11 ጸላዊት መጽሓፍ ናይ ዓለምና ተባሂካ ተጸዊና፡። ናይ ኣመሪካ Library of Congress ድማ ኣብ ታሪኸ ኣመሪካ 7ይቲ ጸካዊት መጽሓፍ ክብል ሰምዩዋ።

“ኣብ ቤትጽሕፈተይ፡ ካብ ዩኒቨርሲቲ ኔብራስካ ዝተቐበልኩዎ ዲግሪ ወይ ናይ ዩኒቨሪሲቲ ኮኩምብያ ማስተርስ ዲግሪ ዘይኮነስ፡ ኣብ ናይ ደይል ካርንጌ ስልጠና ዝተወሃብኩዋ ሰርቲፊከይት አያ ተሰቒላ ዘላ፡፡” ዎረን ባፈት

Customer Reviews

Be the first to write a review
0%
(0)
0%
(0)
0%
(0)
0%
(0)
0%
(0)

Customer Reviews

Be the first to write a review
0%
(0)
0%
(0)
0%
(0)
0%
(0)
0%
(0)