Zum Hauptinhalt wechseln
Announcement for sales, promos, shipping info & more — Click and Collect available
  • Deutsch
  • English
  • ትግርኛ
  • አማርኛ
  • ሉክሰምበርግ

    ሉክሰምበርግ

    (EUR €)

  • ስዊዘርላንድ

    ስዊዘርላንድ

    (CHF CHF)

  • ሽወደን

    ሽወደን

    (SEK kr)

  • ቤልጅዩም

    ቤልጅዩም

    (EUR €)

  • ብሪጣንያ

    ብሪጣንያ

    (GBP £)

  • ኔዘርላንድ

    ኔዘርላንድ

    (EUR €)

  • ኖርወይ

    ኖርወይ

    (EUR €)

  • ኢጣልያ

    ኢጣልያ

    (EUR €)

  • ኦስትርያ

    ኦስትርያ

    (EUR €)

  • ደንማርክ

    ደንማርክ

    (DKK kr.)

  • ጀርመን

    ጀርመን

    (EUR €)

  • ፈረንሳ

    ፈረንሳ

    (EUR €)

Hari poter ሃሪ ፖተር
Hari poter ሃሪ ፖተር

Hari poter ሃሪ ፖተር

€15,99
Inklusive Steuern.
Art.-Nr.: 100717
ሃሪ ፖተር፡ እታ እምነ-ተኣምራት #ሃሪፖተርብትግርኛ ቀዳመይቲ ካብ ተኸታተልቲ መጻሕፍቲ ሃሪ ፖተር፡ ብ Harry Potter and the Philosopher’s Stone ዝብል ኣርእስቲ፡ ኣብ ብሪጣንያ ብትካል ብሉምስበሪ ኣብ 1997፡ ኣብ ኣመሪካ ድማ ብኮርፖረሽን ስኮላስቲክ ኣብ 1998 ተሓቲማ። እዛ መጽሓፍ ንዝበዝሐ ናይ ብሪጣንያን ኣመሪካን ስልማታት ተዓዊታ እያ። ናብ ልዕሊ 70 ቋንቋታት (እንተላይ ጥንታዊ ግሪኽን ላቲንን) ተተርጒማ፣ ኣብ ኣህጒር ኣፍሪቃ ድማ ናብ ቋንቋ ኣፍሪካኣንኛ (Afrikaans) ናይ ደቡብ ኣፍሪቃ ጥራይ እያ ተተርጒማ። ኣብ 2001 ዓ.ም ብፊልም ተዘርጊሓ። ኣብ 2011 ዝተገብረ መጽናዕቲ፡ ዓለምለኻዊ ሽያጥ መጻሕፍቲ ሃሪ ፖተር ኣስታት 450 ሚልየን ከም ዝበጽሐ የረድእ። መጻሕፍቲ ሃሪ ፖተር፡ ነቲ ተዳኺሙ ዝነበረ ልምዲ ንባብ መንእሰያት ኣብ ምምዕባል ዓቢ ተራ ተጻዊተን እየን።

Customer Reviews

Be the first to write a review
0%
(0)
0%
(0)
0%
(0)
0%
(0)
0%
(0)

Customer Reviews

Be the first to write a review
0%
(0)
0%
(0)
0%
(0)
0%
(0)
0%
(0)