Skip to main content
Announcement for sales, promos, shipping info & more — Click and Collect available
  • Deutsch
  • English
  • ትግርኛ
  • አማርኛ
  • Austria

    Austria

    (EUR €)

  • Belgium

    Belgium

    (EUR €)

  • Denmark

    Denmark

    (DKK kr.)

  • France

    France

    (EUR €)

  • Germany

    Germany

    (EUR €)

  • Italy

    Italy

    (EUR €)

  • Luxembourg

    Luxembourg

    (EUR €)

  • Netherlands

    Netherlands

    (EUR €)

  • Norway

    Norway

    (EUR €)

  • Sweden

    Sweden

    (SEK kr)

  • Switzerland

    Switzerland

    (CHF CHF)

  • United Kingdom

    United Kingdom

    (GBP £)

ትርጒም ምንባር
ትርጒም ምንባር

ትርጒም ምንባር

€16,90
Tax included.
SKU: 100726

ትርጒም ምንባር trgum mnbar

ትርጒም ምንባር Man’s Search for Meaning ብትግርኛ መስተንክር መዘክር ስምዒት ዝቕስቅስ ነብሰ-ምዕባለ መምሃሪ ስነኣእምሮ እዛ ኻብ ኣዝየን ጸለውቲ መጻሕፍቲ ዓለምና ምዃና ዝምስከረላ መጽሓፍ’ዚኣ፡ ብዛዕባ’ቲ ቪክቶር ፍራንክል ካብ 1942-1945፡ ኣብ ኣርባዕተ ዝተፈላለያ መዓስከራት ናዚ (እንተላይ ኦሽዊትስ) ዘሕለፎ ንምእማኑ ዘጸግም ጽንኩር ህይወት ተዘንቱ። ፍራንክል፡ ኣብ ገዛእ ተመኲሮኡን ናይ ብዙሓት ተሓከምትን ዛንታታት ተመርኲሱ፡ ንስቓይ ከነወግዶ ስለ ዘይንኽእል፡ ንትርጒሙ ተረዲእና ብሓድሽ ዕላማ ንቕድሚት ክንግስግስ ከም ዘለና እዩ ዝምጒት። ፍራንክል ዘማዕበሎ ሎጎፍወሳ ዝተባህለ ናይ ስነኣእምሮ ኽልሰሓሳብ፡ ኣብ ህይወት፡ ቀዳማይ ደራኺ ሓይሊ ሓጐስ ዘይኮነስ፡ ትርጒም ምንባር ምንዳይን ምርካብን ምዃኑ ይኣምን። እዛ ትእምርቲ ተስፋ ዝኾነት መጽሓፍ’ዚኣ ኻብቲ ንመጀመርታ ግዜ ዝተሓትመትሉ ዓመተ 1946 ጀሚራ ንምንባርና ትርጒም ክንረኽበሉ ኣብ ምምሃር ትርከብ። ክሳዕ ሕጂ ናብ ልዕሊ ሓምሳ ቛንቋታት ተተርጒማ፡ ልዕሊ 16 ሚልየን ቅዳሓት ድማ ተሸይጣ ኣላ። ብዛዕባ መጽሓፍ “ትርጒም ምንባር” ዝተዋህበ ርእይቶታት “ዘይትሃስስ ናይ ህይወት መጽሓፍ።” The New York Times “ኣብ ኣመሪካ ኻብ ዘለዋ ዓሰርተ ጸለውቲ መጻሕፍቲ።” Library of Congress “እዛ መጽሓፍ’ዚኣ ደጋጊመ እየ ዘንብባ፣ ተስፋን ሓይልን እያ ተስንቐኒ።” ኣንደርሰን ኩፐር (ውሩይ ጋዜጠኛ CNN)

Customer Reviews

Be the first to write a review
0%
(0)
0%
(0)
0%
(0)
0%
(0)
0%
(0)

Customer Reviews

Be the first to write a review
0%
(0)
0%
(0)
0%
(0)
0%
(0)
0%
(0)