ልዕሊ 30 ሚልየን ቅዳሓት ዝተሸጠት
አቲ ትሃርፎ ስራሕ - ክትረኽቦ ትኽአል ኢኻ!
አቲ ዘለኻዮ ስራሕ - ከተማዕብኰ ትኽአል ኢኻ!
ንዝኾነ ኹነት - ናብ ጥቕምኻ ክትከውጦ ትኽአል ኢኻ!
ካብዛ መጽሓፍ'ዚኣ፡ ትመሃሮ፥
· ብቕልጡፍን ቀሊልን መገዲ ተፈታዊ ምዃን
· ንሰባት ከተእምን ምኽኣል
· ናይ ዝርርብ ክእለትካ ኣመሓይሽካ፡ ዝያዳ ሰሓቢ ምዃን
· ሓደሽቲ ዓማዊል ምጥራይ
መጽሓፍ 'ተፈታውን ተሰማዕን ንምዃን' ካብቲ ዝተሓትመትኩ 1936 ዓ.ም ጀሚራ፡ ክሳዕ ሕጂ ካብ ሕትመት ወጺኣ ኣይትፈልጥን አያ። ኣብ 2011፡ ብመጽሔት Time: መበል 11 ጸላዊት መጽሓፍ ናይ ዓለምና ተባሂካ ተጸዊና፡። ናይ ኣመሪካ Library of Congress ድማ ኣብ ታሪኸ ኣመሪካ 7ይቲ ጸካዊት መጽሓፍ ክብል ሰምዩዋ።
“ኣብ ቤትጽሕፈተይ፡ ካብ ዩኒቨርሲቲ ኔብራስካ ዝተቐበልኩዎ ዲግሪ ወይ ናይ ዩኒቨሪሲቲ ኮኩምብያ ማስተርስ ዲግሪ ዘይኮነስ፡ ኣብ ናይ ደይል ካርንጌ ስልጠና ዝተወሃብኩዋ ሰርቲፊከይት አያ ተሰቒላ ዘላ፡፡” ዎረን ባፈት