Skip to main content
Announcement for sales, promos, shipping info & more — Click and Collect available
  • Deutsch
  • English
  • ትግርኛ
  • አማርኛ
  • Austria

    Austria

    (EUR €)

  • Belgium

    Belgium

    (EUR €)

  • Denmark

    Denmark

    (DKK kr.)

  • France

    France

    (EUR €)

  • Germany

    Germany

    (EUR €)

  • Italy

    Italy

    (EUR €)

  • Luxembourg

    Luxembourg

    (EUR €)

  • Netherlands

    Netherlands

    (EUR €)

  • Norway

    Norway

    (EUR €)

  • Sweden

    Sweden

    (SEK kr)

  • Switzerland

    Switzerland

    (CHF CHF)

  • United Kingdom

    United Kingdom

    (GBP £)

ሓኔታ (Hanieta) - ትርጉም፡ ብእስጢፋኖስ ገብረሚካኤል / Tigrigna Book
ሓኔታ (Hanieta) - ትርጉም፡ ብእስጢፋኖስ ገብረሚካኤል / Tigrigna Book
ሓኔታ (Hanieta) - ትርጉም፡ ብእስጢፋኖስ ገብረሚካኤል / Tigrigna Book
ሓኔታ (Hanieta) - ትርጉም፡ ብእስጢፋኖስ ገብረሚካኤል / Tigrigna Book
ሓኔታ (Hanieta) - ትርጉም፡ ብእስጢፋኖስ ገብረሚካኤል / Tigrigna Book
ሓኔታ (Hanieta) - ትርጉም፡ ብእስጢፋኖስ ገብረሚካኤል / Tigrigna Book

ሓኔታ (Hanieta) - ትርጉም፡ ብእስጢፋኖስ ገብረሚካኤል / Tigrigna Book

€19,90
€23,00
Tax included.
SKU: 100515

እስጢፋኖስ ገብረሚካኤል ተሞልሶ ኣብ 1952 ዓ.ም.ፈ ኣብ ሰገነይቲ ተወሊዱ ። ኣብ ደቀምሓረ ፡ ጊንዳዕን መንደፈራን ድማ ተማሂሩ ። ኣብ 1972 ኣብ ምድላው መምህራን ሃረር ተመሪቑ ። ኣብ ኢትዮጵያ ጎጃም ፡ ከባቢ ባህርዳር ክሰርሕ ድሕሪ ምጽናሕ ኣብ ወርሒ ሕዳር 1975 ኣብ ህሓሓኤ ተሰሊፉ ። ድሕሪ መውጋእቱ ኣብ ዝተፈላለየ ክፍልታት ከገልግል ጸኒሑ ኣብ ሕዳር 1991 ኣብ ክፍሊ ግምሩክ ተመዲቡ ። ኣብ ጥቅምቲ 1996 ብድሌቱ ካብ ስራሕ ድሕሪ ምስንባቱ ኣባል ህግደፍ ምዃን ኣቢኻ ብዝብል ምስምስ ብዘይ ፍርዲ ነርባዕተ ዓመትን ኣርባዕተ ኣዋርሕን ተኣሲሩ ።
ካብ ቤት ማእሰርቲ ድሕሪ ምውጽኡ ፡ ካብ ሓምለ 2002 ክሳዕ ነሓሰ 2008 ኣብቲ ብዳዊት ብርሃነ ዝውነን ዝነበረ፡ ወንገቦ ሺፒን ኤንድ ቻርተሪንግ ዝብሃል ትካል መርከብ ከም ሓላፊ ሕሳብ ሰሪሑ ። ኣብ ቤትማእሰርቲ ፡ ሮዛን ሰሌን ትብል ልብወለዳዊት መጽሓፍን ፡ እዛ ሓኔታ ዘርእስታ መጽሓፍ ካብ ቋንቋ እንግሊዝ ዝተርጐማን ጽሒፉ ። ክልቲአን መጻሕፍቱ ኣብ ኤርትራ ኣብ 2003 - 2006 ዓ.ም ተዘርጊሐን ። ሳልሰይቲ መጽሓፉ መቓብር ህሉዋት ትብል ኮይና ፡ ንኵነታት ኣብያተ ማእሰርቲ ህግደፍ ፡ ፍሉይ ቤትፍርዲ ፡ ምስጢራዊ ሰልፊ ህግሓኤ ፡ ኣብ ክፍሊ ግምሩክ ዝነበረ ኣሰራርሓን ወዘተ ትብርብር ስነዳዊት መጽሓፍ'ያ ። እስጢፋኖስ ኣቦ ሰለስተ ኾይኑ ካብ መስከረም 2008 ኣትሒዙ ኣብ ኦስሎ ፡ ኖርወይ ይነብር ኣሎ ።


Stefanos Ghebremichael Temolso was born in 1952. He graduated as a teacher from Harer TTI in 1972 and joined the EPLF in 1975. In October 1996 he was imprisoned for four years and four months without trial for refusing to be a member of the brutal ruling party PFDJ. While in Prison he wrote a historical novel under the title Rozan Selien and transla- ted Arthur Conan Doyle's book "A Study in Scarlet" under the title Hanieta.

After prison he worked as a financial manager at Wongobo Shipping & Chartering Plc. He was also a clandestine journalist for Awate.com. His third book is a documentary about prison situation, special court and the secret party of EPLF with the title of  The Grave of the Living. He has three children and lives in Oslo, Norway