ልቢ-ወለዳዊት መጽሓፍ። ኣብ ሳዋ ዝተፈጥረ ኲነተ ህይወት ከምኡ ውን ህይወት ሳዋ ተዘንቱ።
ደራሲ ፈንቅል ሓደ ካብ'ቶም ብሉጻትን ሓያልን ደራሲ እዪ። ከም'ኡ ውን ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ካልኣይቲ መጽሓፉ "ዓስቢ እምነት ጭካነ ዶ?" ትብል ክንዝርግሓልኩም ኢና።
ፍቕረይ! ስለምንታይ ካባይ ተፈሊኺ ንኽትነብሪ ክትውስኒ ተደፋፊእኺ፡ ዘክሪ'ባ ናይ ትማል ቓላት ሕድርኺ መቓልሖም ኣብ ኣእዛነይ ከይወድኡ ጸሓይና ኣብሪቕና. ኢና'ሞ ባዕልና ነዕርባ' ክትብልኒ ... !